መአንገዲ French English ትግርኛ
 ትምህርቲ ፈረንሳ
 ባህላዊ ጉዳያት
 ቤት ንባብ
 ቤት ንባብን ርክባት
 ሓፈሻዊ ሓቤረታ ናይ ሃገረ ኤርትራ
 መጻሕፍቲ
 መወከሲ ኣድራሻና
  ርክባት

   

    
 ስሉስ 30 መስከረም 2008 

 

ብሓልዮት ኣልያንስ ፍራንሰዝ ኣስመራ ንዝተዳልወ ምርኢት ሙዚቃ ብጋህዲ ናይ ህቡብ ጉጅለ ኣድሚራል ቲ (ADMIRAL T)ንምስታፍ ብኽብሪ ንዕለት 30 መስከረም 2008 ንሰዓት 7 :00 ድቀ ኣብ ሆተል በርሀ ዓይባይ ንኽትርከቡ ብኣኽብሮት ትዕደሙ፣

 

መእተዊ ዋጋ 30 ናቕፋ ጥራይ

 ቲኬት ንምግዛእ ብቁ ተሌ 12 26 05 / 20 17 75 / 11 52 70

 

ምርኢት ካፖይራ

ንቐዳም 12 ምያዝያ 2008

ሰዓት 6።00 ድ.ቀ

ኣብ ቀጽሪ ኤርትሮ-ጀርመን

መእተዊ ብነጻ

A partir du 11 janvier 2008 : Exposition "Art rupestre Africain"
L'Alliance Française d'Asmara est heureuse de vous présenter l'exposition "Art rupestre africain", conçue par l'organisation TARA (Trust for African Rock Art), basée à Nairobi.
Lieu : Centre Joseph Kessel, Ararb Street n°174 . . .
Lisez Plus

 

 

መርበብ ኢንተርነት ኣልያንስ ፍራንሰዝ

 

ኣልያንስ ፍራንሰዝ ኣስመራ ኣብ 1993 ልክዕ ምስ ናጽነት ኤርትራ ብወግዒ ተራሕወት፣ ራኢን ዕላማን ኣልያንስ ፍራንሰዝ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ባህሊ ሃገረ ፈረንሳ ንምዝርጋሕ እዩ። ከምኡውን ብባህላዊ ጉዳያት ምስ ህገረ ኤርትራ ሌላን ርክባትን ንምፍጣርን ንምምዕባልን ንምፍላጥን እዩ፣ኣብ ኣስመራ ረቛሒት ቤት ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እውን እያ፣

ዕላማኣ ብቐዳምነት ንደቂ ሃገር ዝውክል ኮይኑ ብማሕበራዊ ተዛረብቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማእኪላ ብመልክዕ ኮሚቴ ኣማኸርቲ እውን ኣለውዋ፣

ኣልያንስ ፍራንሰዝ ኣብ ክልተ ቦታ ኣብ ኣስመራ ትርከብ፣ቤት ንባብን ቤት ጽሕፈት ምምሕድዳርን ዝሓቐፈ ኣዳራሽ ኣብ ማእከል ከተማ ጥቓ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ይርከብ፣እቲ ሓደ ክፋላ እውን ምሸታዊ ቤት ትምህርቲ <ጆዘፍ ከይሰል> ተባሂሉ ቋንቋ ፈረንሳ መሰልጠንን ክፍሊ ህዝባዊ ርክባትን መርበብ ኢንተርነትን ዝሓዘለ ጥቓ ቤት ጽሕፈት ብደሆ ይርከብ፣

ኣብ ዝቐረበኩም በዚ ኣድራሻ ተወከሱና።

ቤት ንባብን ቤት ጽሕፈት ምምሕድዳርን። ጎደና ናቕፋ ቁ.25 ቁ.ሳ. 209 ቴለ። (00-291-1) 20 17 75 : ፋክስ : (00-291-1) 12 10 36 ኣስመራ

ቤት ትምህርቲ "ጆዘፍ ከይሰል" ። ጎደና ዓራርብ /174, ቴለ : (00-291-1) 11 52 70 ኣስመራ